ሓበሬታ ብዛዕባ መውዓሊ ቆልዑ ኣብዚ ግዜ ናይ ኮሮና ቅልውላው
ግዝያዊ ምዕጻው መውዓሊ ቆልዑ ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ- ወለዲ እንታይ ክገብሩ ኣለዎም?

ሓበሬታ ብዛዕባ መውዓሊ ቆልዑ ኣብዚ ግዜ ናይ ኮሮና ቅልውላው
ንቋንቋ ኔዘርላንድ ኣብዚ ጠውቁ
ንቋንቋ ዓረብ ኣብዚ ጠውቁ
ግዝያዊ ምዕጻው መውዓሊ ቆልዑ ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ- ወለዲ እንታይ ክገብሩ ኣለዎም?
መውዓሊ ናይ ቆልዑ ከምዘለዎ ክጸንሕ ኣለዎ፡ ስለ'ዚ፡
- ካብቲ መዝገብ መውዓሊ ናይ ቆልዑ ንወድኹም ኣይተውጽእዎ። ስለ'ዚ ነቲ ቦታ ናይ ቆልዓ መውዓሊ ሒዝኩሞ ኣለኹም ማለት እዩ።
- እቲ ክፍሊት ናይ መውዓሊ ድማ ሙሉእ ብምሉእ ክፈልዎ።
- ኣብቲ ናይ ቆልዑት ዝኸፍሉልኩም/Belastingdienst ናይ ቆልዓ መውዓሊ ዝኾነ ምምዕርራያት ኣይትግበሩ።ስለ'ዚ ሓገዝ ናይ ቆልዓ መውዓሊ ክፍሊት ክትረኽቡ መሰል ኣለኩም።
ሙሉእ ሰዓታት እቲ ናይ መውዓሊ ቆልዑ ክትከፍልዎ ዝእዝዘኩም መጠን ገንዘብ ድማ ሓገዝ ኣለኩም።ዋላ ውን ደቅኹም ብሰንኪ ምዕጻው መውዓሊ ቆልዑ ኣብ ገዛ እንተወዓሉ።
Bron/ምንጪ፡ Belastingdienst