ዜና

ክሳብ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ዝወዓለ

ክሳብ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ዝወዓለ

ስጉሚ ብሱግሚ ግፍሕ ዝበለ ቦታ ክፍጠር እዩ።

ፕረስ ኮምፈረንስ ናይ ኮሮና ሕግታት፡ 6 ጉንበት 2020

ፕረስ ኮምፈረንስ ናይ ኮሮና ሕግታት፡ 6 ጉንበት 2020

ካቢነት ንነፍሲ ወከፍ ሕጊ ክሪኦ እዩ፡ እቲ ሕጊ ክቅጽል ድዩ ኣይኮነን ንምግምጋሙ

ኣብ ግዜ ራማዳን ኮሮና

ኣብ ግዜ ራማዳን ኮሮና

እቶም ናይ ኮሮና ሕግታት ኣብ ራማዳን ውን ጽልዋ ኣለዎም። ኣብዚ ዝስዕብ ኣንብብ ከመይ ጌርካ ውሑስ ከም ትኸውን።

ጠቅሊሉ ዕጹው ክሳብ 20 ጉንበት፡ ቀዳማይ ደረጃ ቤት ትምህርትታት ካብ 11 ጉንበት ክኽፈት እዩ።

ጠቅሊሉ ዕጹው ክሳብ 20 ጉንበት፡ ቀዳማይ ደረጃ ቤት ትምህርትታት ካብ 11 ጉንበት ክኽፈት...

ሰሉስ ዕለት 21 ሚያዝያ ቀዳማይ ሚኒስተር Mark Rutte ኣብ ናይ ኮሮና ሕግታት ኣመልኪቱ መግለጺ ዋዕላ ሂቡ ኔሩ። ንሱ ድማ...

ፕረስ ኮንፈረንስ 7 ሚያዝያ ሰዓት 

ፕረስ ኮንፈረንስ 7 ሚያዝያ ሰዓት 

ካቢነ ሚኒስተራት እዚ ናይ ኮሮና መጠንቀቅታታት ወይ ሕግታት ስጋብ መዓስ ከም ዝጸንሕ ኣይፈለጡን ዘለዉ።

ኣብ ግዜ ናይ ኮሮና ቅልውላው ሓድሽ ስጉምትታት ብዛዕባ ኢንቡርኸሪንግ/Inburgering 2-april

ኣብ ግዜ ናይ ኮሮና ቅልውላው ሓድሽ ስጉምትታት ብዛዕባ ኢንቡርኸሪንግ/Inburgering...

ኣብ ግዜ ናይ ኮሮና ቅልውላው ሓድሽ ስጉምትታት ብዛዕባ ኢንቡርኸሪንግ/Inburgering 2-april

ኩሎም እቶም ናይ ኮሮና መጠንቀቕታታት ክሳብ/ስጋብ 28 ሚያዝያ ተናዊሖም ኣለዉ።

ኩሎም እቶም ናይ ኮሮና መጠንቀቕታታት ክሳብ/ስጋብ 28 ሚያዝያ ተናዊሖም ኣለዉ።

ኣብዚ ፕረስ ኮንፈረንስ ቀዳማይ ሚኒተር Rutteን ከምኡ ውን ሚኒስተር Hugo de Jongeን ኮይኖም ብዛዕባ መጠንቀቕታታት ኣንጻር...

እዚ ትካል leergeld(ገንዘብ ሓገዝ ንመምሃሪ) ንቆልዑ ላፕቶፕ ከምኡ ውን ታብሌት ኣዳልዩ ኣሎ።

እዚ ትካል leergeld(ገንዘብ ሓገዝ ንመምሃሪ) ንቆልዑ ላፕቶፕ ከምኡ ውን ታብሌት ኣዳልዩ...

ማሕበር ሰልዲ መምሃሪ ኔዘርላንድ ናይ ከባቢ ኮይኑ ንመምሃሪ ዝኸውን ገንዘብ ዝሕግዝ ትካል እዩ።እዚ ድማ ንትሑት ኣታዊ ዘለዎም...

ዓርኪ ቪድዮ ሙዃን

ዓርኪ ቪድዮ ሙዃን

ይቅሬታ፡ ንውሕ ዝበለ ርሕቀት ኣብ ሞንጎና ማለት ኣብ ነንሕድሕድና ውሑድ ርክብ ምግባር ማለት እዩ።እንተኾነ ከምኡ ክቅጽል ማለትና...

ኮሮና ንምክልኻል ብ contactloos ምኽፋል ልዒሉ ኣሎ።

ኮሮና ንምክልኻል ብ contactloos ምኽፋል ልዒሉ ኣሎ።

እቲ contactloos ምኽፋል ንግዜኡ ናብ ላዕሊ ደይቡ ኣሎ።እዚ ባንክታት ናይ ኮሮና ቫይረስ ምምሕልላፍ ንምክልኻል ወይ ንምግታእ...

ኣብዚ ዓመት ማእከላይ ደረጃ ፈተና የለን

ኣብዚ ዓመት ማእከላይ ደረጃ ፈተና የለን

ኣብዚ ዓመት ማእከላይ ደረጃ ፈተና የለን

ሓደሽቲ ሕግታት ብዛዕባ ኮሮና

ሓደሽቲ ሕግታት ብዛዕባ ኮሮና

ካቢነ-ሚኒስተራት ኣብ ግዜ ምቅላስ ኣንጻር ኮሮና ሓያል ሕግታትን ከምኡ ውን መቅጻዕቲ ኣውጺኦም ኣለዉ።

ተበግሶታት/ስጉምቲታት ብሬዳ ንኩሉ ናብ ሓደ ቦታ።

ተበግሶታት/ስጉምቲታት ብሬዳ ንኩሉ ናብ ሓደ ቦታ።

ሕቶ ናይ ጥዕና ሓገዝ ከምኡ ውን ሓገዝ ምግባር ካብ ማእከላይ ቦታ ካብ Zorg voor elkaar ብሬዳ።

ርክብ ምስ ምምሕዳር/Gemeente

ርክብ ምስ ምምሕዳር/Gemeente

ምስ ምምሕዳር ርክብ ክትገብር እንድሕር ደሊኻ ብዝተኻእለ መጠን ብ email ጌርኩም ናብዚ ዝስዕብ

መልእኽቲ/ ዘረባ ናይ ንጉስ Willem-Alexander

መልእኽቲ/ ዘረባ ናይ ንጉስ Willem-Alexander

መልእኽቲ/ ዘረባ ናይ ንጉስ Willem-Alexander ዓርቢ 20 መጋቢት