ካርኒቫል ኣብ ብሬዳ

ካርኒቫል ኣብ ብሬዳ

Afbeeldingsresultaat voor Kielegat draoi ut is omAfbeeldingsresultaat voor Kielegat draoi ut is omAfbeeldingsresultaat voor Kielegat draoi ut is omAfbeeldingsresultaat voor Kielegat draoi ut is omAfbeeldingsresultaat voor Kielegat draoi ut is om

Afbeelding met man, persoon, kleding, poseren

Automatisch gegenereerde beschrijving ካርኒቫል ኣብ ብሬዳ
ካርኒቫል ኮይኑ, ብምኽንያት ናይ ክርስትያን ባህሊ/ወግዒ ይብዓል ኣብ ሰንበት፡ ሰኑይ፡ ከምኡ ውን ሰሉስ ብቐጥታ ቅድሚ ናይ ጾመ 40 መዓልታት ካርኒቫል ማለት በዓል ናይ ምዕባድ ናይ ዋዛታት ከምኡ ውን ካልእ ነገራት። ካርንቫል ብዝያዳ ዝባዓለሉ ዞባታት ኣብ Brabant ከምኡ ውን Linburg እዩ። ሰባት ንአርባዕተ መዓልታት ይደርፉ፡ ይስዕስዑ ከምኡ ውን ይሰትዩ። መዕጸዊ ናይ' ፌስታ ኣብ ሰሉስ ምሸት ኣብ ብሬዳ Grote Merkt (ዓቢ ዕዳጋ) ክውዳእ እዩ።

 

ብሬዳ ኣብ ካርናቫል Kielegat ኣለዋ፡ እዚ ስም Kielegat ናብቶም ሓረስቶት እዩ ዝሕብር(ስእሊ ተመልከት) ባህላዊ ዝኾነ ምምልኻዕ በቶም ሓረስቶት ናይ ካርናቫ ዝግበር ወግዒ ኣብ Brabant ዝባዓል።
እቲ መፍትሕ ናይ ከተማ ኣብ ቀዳም ድሕሪ ቀትሪ ካብ ኣማሓዳሪ ናብ Prins ካርናቫል ከረክቦ እዩ፡ ካብኡ 4 መዓልታት ኣብቲ ከተማ ፌስታ ክካየድ እዩ።

 

ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ኣብ ግዜ ካርናቫል ኩለን ከተማታትን ዓድታትን ኣብ Brabant ካልእ ስም እዩ ዝዋሃበን።
- Princenhage t Aogje
-Haagse beemden Giegeldonk
- Bavel Baviananland
- Effen Kuskeslaand
- Prinsenbeek Boemmeldonck
- Teteringen Totdenringen
- Ulvenhout Bosuilendorp

 

ኣብዚ ዓመት እዚ እቲ ቴማ ናይ Kielgatse ካርናቫል፡ 'Draoj ut is o.' እንታይ ክብል እዩ ደልዩ፡ 'Draai het eens om' ( ንሓንሳብ ጥወዩ)

 

 

 

 

ሰንበት 23 ለካቲት ናይ ቆልዑት ምርኢት፡ ሰኑይ 24 ለካቲት እቲ ዓቢ ምርኢት ናይ ኩሉ ፕሮግራም። እዚ ናይ ብሬዳውያን ካርናቫል ኣብዚ ዝስዕብ ጥብቆ ክትሪኦ ትኽእል ኢኻ።
http://www.carnavalbreda.nl/evenementen
ኣብ ግዜ ካርናቫል Alaaf ኢና ንብል።
ትርጉሙ ከኣ ሰላም ማለት እዩ!                                                     

 

 

 

 

 

                                                                                                                          ALAAF!