ሓበሬታ ብዛዕባ መውዓሊ ቆልዑ ኣብዚ ግዜ ናይ ኮሮና ቅልውላው

ግዝያዊ ምዕጻው መውዓሊ ቆልዑ ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ- ወለዲ እንታይ ክገብሩ ኣለዎም?

ሓበሬታ ብዛዕባ መውዓሊ ቆልዑ ኣብዚ ግዜ ናይ ኮሮና ቅልውላው
kinderopvang

 

ሓበሬታ ብዛዕባ መውዓሊ ቆልዑ ኣብዚ ግዜ ናይ ኮሮና ቅልውላው

ንቋንቋ ኔዘርላንድ ኣብዚ ጠውቁ                                       
ንቋንቋ ዓረብ ኣብዚ ጠውቁ

 

ግዝያዊ ምዕጻው መውዓሊ ቆልዑ ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ- ወለዲ እንታይ ክገብሩ ኣለዎም?

 

 

መውዓሊ ናይ ቆልዑ ከምዘለዎ ክጸንሕ ኣለዎ፡ ስለ'ዚ፡

 

  • ካብቲ መዝገብ መውዓሊ ናይ ቆልዑ ንወድኹም ኣይተውጽእዎ። ስለ'ዚ ነቲ ቦታ ናይ ቆልዓ መውዓሊ ሒዝኩሞ ኣለኹም ማለት እዩ።

 

  • እቲ ክፍሊት ናይ መውዓሊ ድማ ሙሉእ ብምሉእ ክፈልዎ።

 

  • ኣብቲ ናይ ቆልዑት ዝኸፍሉልኩም/Belastingdienst ናይ ቆልዓ መውዓሊ ዝኾነ ምምዕርራያት ኣይትግበሩ።ስለ'ዚ ሓገዝ ናይ ቆልዓ መውዓሊ ክፍሊት ክትረኽቡ መሰል ኣለኩም።

 

ሙሉእ ሰዓታት እቲ ናይ መውዓሊ ቆልዑ ክትከፍልዎ ዝእዝዘኩም መጠን ገንዘብ ድማ ሓገዝ ኣለኩም።ዋላ ውን ደቅኹም ብሰንኪ ምዕጻው መውዓሊ ቆልዑ ኣብ ገዛ እንተወዓሉ።  

 

 

 

Bron/ምንጪ፡ Belastingdienst