ናይ ኣፍ መሸፈኒ ከምኡ ውን ኮሮና ቫይረስ

ናይ ኣፍ መሸፈኒ ከምኡ ውን ኮሮና ቫይረስ

ናይ ኣፍ መሸፈኒ ከምኡ ውን ኮሮና ቫይረስ


ናይ ኣፍ መሸፈኒ ከምኡ ውን ኮሮና ቫይረስ

 

ኣብ ኔዘርላንድ ናይ ኣፍ መሸፈኒ፡ ንናይ ጥዕና ሰራሕተኛታት ክጥቀምሉ ጥራይ ኢና ንመክር። ሰባት ኣብ ከማሓላልፍሉ ዝኽእሉ ቦታ ዝሰርሑ ፕሮፈሽናል/ውሑስ ዝኾነ ናይ ኣፍ መሸፈኒ እዮም ዝጥቀሙ።እዞም ናይ ኣፍ መሸፈኒ ድማ ብውሑስ/ልክዕ መገዲ ምስ ትጥቀመሎም ጥራይ እዮም ክከላኸሉ ዝኽእሉ። ንሳቶም ድማ ኣፍካን ኣፍንጫኻን ብጽቡቅ ጌርካ ክትሽፍኖም ኣለካ ከምኡ ውን ብቀጻሊ ክትቅይሮም ኣለካ። እቶም ቀለልቲ ናይ ኣፍ መሸፈኒ ከም( ወርቀት) መሳሊ ንአብነት ኣብ ቻይና ብዙሓት ሰባት ዝጥቀሙሎም፡ነቲ ለቢሱዎም ዘሎ ሰብ ኣንጻር እቲ ቫይረስ ኣይከላኸሉሉን እዮም።ጌጋ ኣጠቃቅማ ናይ ኣፍ መሸፈኒ ድማ ዘይውሑስ ምክልኻል እዩ ዘስዕብ።

 

ሓፈሻዊ ጽርየት ብጣዕሚ እዩ ኣገዳሲ፡

ብቀጻሊ ኣእዳውካ ምሕጻብ፡

ብኹርኒዒት ኢድካ ምስዓል ወይ ውን ዝኾነ ሶፍት ወይ መንዲል ምጥቃም።

 

bron፡ GGD

Arabisch         Nederlands