PALMPARKIES

ኣብቲ Valkenbergpark ነፍሲ ወከፍ ሰሙን ካብ ሰዓት 19 ክሳብ ሰዓት 23

PALMPARKIES

PALMPARKIES
IN HET VALKENBERGPARK
ELKE WEEK VAN 19 UUR -23 UUR


ኣብቲ Valkenbergpark ነፍሲ ወከፍ ሰሙን ካብ ሰዓት 19 ክሳብ ሰዓት 23
ከምኡ ውን ኣብዚ ናይ ሎሚ ዘመን ሓጋይ ሙዚቃ ኣብ Valkenbergpark። ኣብኡ ሙዚቃ ክትሰምዑ ትኽእሉ ከምኡ ውን ዝርርብ ክትገብሩ ትኽእሉ ወይ ድማ ዝተፈላለየ ጸወታታት ክትገብሩ ትኽእሉ።

ሸውዓተ ግዜ ሰሉስ ምሸት ኮንሰርት ኣሎ፡ እቲ ቀዳማይ ዕለት 16 ሓምለ ከምኡ ውን ናይ፡መወዳእታ ዕለት 27 ነሓሰ።

Breda Taal ከምኡ ውን Buddy to Buddy ኣብቲ ፓርክ ቀዋሚ ቦታ ኣለዎም። ኣብቲ ፋይቨር ኣቢልኩም ነታ ናይ Breda Taal ባንዴራ ድለዩዋ ኢኹም።

ንስኻትኩምን ኣዕሩኽትኹምን ኣብኡ ክትራኸቡ ንምሕጸነኩም ኣለና።

ክትመጸና ዲኻ?

ብዛዕባ ናይ ኩሉ ዓይነት ፕሮግራም ኣብዚ ዝስዕብ ተመልከት: