quarantaine ከመኡ ውን ምፍላይ

ሕቶታት ብዛዕባ quarantaine ከምኡ ውን ምፍላይ

quarantaine ከመኡ ውን ምፍላይ
quarantaine ከመኡ ውን ምፍላይ

quarantaine ከመኡ ውን ምፍላይ

 

ሕቶታት ብዛዕባ quarantaine ከምኡ ውን ምፍላይ

 

ናይ ገዛ quarantaine  እንታይ ማለት እዩ?ሓደ ሰብ  ከይሓመመ ከሎ ግን እዚ ሰብ በዚ ሕማም ተለኺፉ ከይከውን ስክፍታ እንተዳኣ ኣለዎ ኮይኑ ንኻልኦት ሰባት ከይልክም መታን ስጋብ እዚ ሕማም ከምዘይብሉ ርግጸኛ ዝኸውን ኣብ ገዛ ምጽናሕ ማለት እዩ።ብምኽንያት ናይዚ ሓድሽ ኮሮና ቫይረስ እዚ ናይ ገዛ ምጽናሕ ድማ ኣስታት 2 ሰሙን ኣቢሉ ይወስድ።እቲ መርመራን ምክትታልን ድማ ብምምሕዳር ጥዕና ናይ GGD እዩ ዝካየድ። እዚ ኣብ quarantaine ዘሎ ሰብ ድማ ንበይኑ ኣብ ናቱ ክፍሊ ይጸንሕ።ኩሎም ምስ መናብርቱ ድማ እንታይ ክገብሩ ከምዘሎዎም ካብ ምትሕልላፍ ናጻ ንሙዃን ሓበሬታ ይወሃቦም።

 

ምፍላይ ማለት ከ እንታይ እዩ?

ሓደ ሰብ ዝፍለ ምስ ዝሓምም ወይ ድማ ክሓምም ተኽእሎታት ምስ ዝህሉ እዩ።ስል'ዚ ብምፍላይ ናብ ካልኦት ከመሓላልፍ ከምዘይክእል ይግበር።ምፍላይ ክንብል ከለና ገለ ሰባት ኣብ ገዛ ክጸንሑ ከለዉ ገለ ሰባት ድማ ኣብ ሆስፒታል ክንክን ይግበረሎም።እዚ ማለት ኣብ ብርትዔ ወይ መልከፍቲ ናይቲ ሕማም እዩ ዝሙርኮስ።

 

ሓበሬታ ካብ RIVM

Arabisch        Nederland